ዘሁልቍ 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ሰፈር ምስ ዚነቅል፡ ኣሮንን ደቁን ኣትዮም ነቲ ዚጋርድ መጋረጃ+ የውርድዎ፡ ነቲ ታቦት+ ምስክር ከኣ ብእኡ ይኽደንዎ።