ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 7:6-9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ሙሴ ኸኣ እቲ ሰረገላታትን እቶም ኣብዑርን ወሲዱ ንሌዋውያን ሃቦም። 7 ንደቂ ጌርሾን ከምቲ ንኣገልግሎቶም ዜድልዮም ክልተ ሰረገላን ኣርባዕተ ብዕራይን ሃቦም፣+ 8 ንደቂ መራሪ ድማ ከምቲ ንኣገልግሎቶም ዜድልዮም ኣርባዕተ ሰረገላን ሸሞንተ ብዕራይን ሃቦም፣ እዚ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኢታማር ወዲ ኻህን ኣሮን ነበረ።+ 9 ንደቂ ቀሃት ግና፡ ኣገልግሎቶም ኣብ መቕደስ ስለ ዝነበረ፡+ ነቲ ቕዱስ ነገራት ድማ ኣብ መንኵቦም ይጾርዎ ስለ ዝነበሩ፡ ገለ እኳ ኣይሃቦምን።+

  • 1 ዜና መዋእል 15:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ሽዑ፡ ዳዊት፡ “የሆዋ ንሌዋውያን፡ ታቦት የሆዋ ኺጾሩን ወትሩ ኼገልግልዎን ሓርይዎም እዩ እሞ፡ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ብዘይካኦም ሓደ እኳ ኣይጹሮ” በለ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ