2 ሳሙኤል 6:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ናብ ዓውዲ ናኮን ምስ መጹ ግና፡ እቶም ከብቲ ነቲ ታቦት ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኪግልብጥዎ ስለ ዝበሉ፡ ዑዛ ኢዱ ዘርጊሑ ሓዞ።+ 7 ሽዑ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ዑዛ ነደደ፣ ስለ ድፍረቱ ኸኣ፡+ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ወቕዖ+ እሞ ኣብ ጥቓ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሞተ።
6 ናብ ዓውዲ ናኮን ምስ መጹ ግና፡ እቶም ከብቲ ነቲ ታቦት ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኪግልብጥዎ ስለ ዝበሉ፡ ዑዛ ኢዱ ዘርጊሑ ሓዞ።+ 7 ሽዑ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ዑዛ ነደደ፣ ስለ ድፍረቱ ኸኣ፡+ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ወቕዖ+ እሞ ኣብ ጥቓ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሞተ።