ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 30:23-25
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 “ድሕርዚ፡ ብሉጽ ጥዑም ጨና ውሰድ፦ 500 ሲቃል ዝደረቐ ኸርበ፡ ፍርቁ ኸኣ፡ ማለት 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓርፋ፡ 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓንጫ፡ 24 ብሲቃል መቕደስ*+ ከኣ 500 ሲቃል ካብ ቃስያ፡* ሓደ ሂን* ዘይቲ ኣውልዕ። 25 ብእኡ ኸኣ ቅዱስ ዘይቲ ቕብኣት ግበር፣ ብውሕሉል መገዲ ኺዋሃሃድ ኣለዎ።*+ ንሱ ቕዱስ ዘይቲ ቕብኣት እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ