ዘጸኣት 26:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ብእተገብረ ዓሰርተ ዓለባ ድንኳን፡ ማሕደር+ ግበር። ኣብኡ ድማ ኪሩቤል+ ጥለፈሉ።+
26 “ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ብእተገብረ ዓሰርተ ዓለባ ድንኳን፡ ማሕደር+ ግበር። ኣብኡ ድማ ኪሩቤል+ ጥለፈሉ።+