-
ዘጸኣት 38:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 እቲ ብፍሲ እተሰርሐ ዚስኵዓሉ መቘሚ መቕደስን ዚስኵዓሉ መቘሚ መጋረጃን 100 ታለንት ነበረ፣ 100 ዚስኵዓሉ መቘሚ፡ 100 ታለንት፡ ማለት ሓደ ታለንት ንሓደ ዚስኵዓሉ መቘሚ ነበረ።+