ዘጸኣት 27:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብሸነኽ ሰሜን ዘሎ መኸወሊታት* 100 እመት ዝንውሓቱ ይኹን፣ 20 ዓንዲ፡ ካብ ነሓሲ ኸኣ 20 ዚስኵዓሉ መቘሚ፡ ካብ ብሩር ድማ ነቲ ኣዕኑድ ዚኸውን ዓንቃሪቦታትን መላግቦታትን* ይሃልዎ።
11 ብሸነኽ ሰሜን ዘሎ መኸወሊታት* 100 እመት ዝንውሓቱ ይኹን፣ 20 ዓንዲ፡ ካብ ነሓሲ ኸኣ 20 ዚስኵዓሉ መቘሚ፡ ካብ ብሩር ድማ ነቲ ኣዕኑድ ዚኸውን ዓንቃሪቦታትን መላግቦታትን* ይሃልዎ።