ዘሁልቍ 26:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ድሕሪ እቲ መቕዘፍቲ፡+ የሆዋ ንሙሴን ንኣልኣዛር ወዲ ኻህን ኣሮንን ከምዚ በሎም፦ 2 “ንብዘሎ ኣኼባ እስራኤላውያን፡ ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ ዝዀኑ ኣብ ሰራዊት እስራኤል ኬገልግሉ ዚኽእሉ ዅሎም፡ በብማይ ቤቶም ቍጸርዎም።”+
26 ድሕሪ እቲ መቕዘፍቲ፡+ የሆዋ ንሙሴን ንኣልኣዛር ወዲ ኻህን ኣሮንን ከምዚ በሎም፦ 2 “ንብዘሎ ኣኼባ እስራኤላውያን፡ ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ ዝዀኑ ኣብ ሰራዊት እስራኤል ኬገልግሉ ዚኽእሉ ዅሎም፡ በብማይ ቤቶም ቍጸርዎም።”+