ዘሁልቍ 4:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣገልግሎት ዓሌታት ጌርሾናውያን ኣብ ድንኳን ምርኻብ እዚ እዩ፣+ ሓላፍነታቶም ከኣ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኢታማር+ ወዲ ኻህን ኣሮን እዩ።