ዘፍጥረት 29:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ልያ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ እውን ወለደት፣ “የሆዋ መከራይ ስለ ዝረኣየ እዩ፣+ ሕጅስ ሰብኣየይ ኬፍቅረኒ እዩ” ኢላ ኸኣ ስሙ ሮቤል* ኣውጽኣትሉ።+ ዘሁልቍ 2:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ሮቤል+ በብሰራዊቱ ብሸነኽ ደቡብ ይኹን። ሹም ደቂ ሮቤል ከኣ ኤሊጹር+ ወዲ ሸደውር እዩ። 11 እቶም ኣብ ሰራዊቱ እተመዝገቡ ድማ፡ 46,500 እዮም።+
10 “ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ሮቤል+ በብሰራዊቱ ብሸነኽ ደቡብ ይኹን። ሹም ደቂ ሮቤል ከኣ ኤሊጹር+ ወዲ ሸደውር እዩ። 11 እቶም ኣብ ሰራዊቱ እተመዝገቡ ድማ፡ 46,500 እዮም።+