ዘሌዋውያን 13:45, 46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 እቲ ሕማም ዘለዎ ድዉይ ድማ፡ ክዳውንቱ ይቕደድ፡ ርእሱ ኸኣ የወንጭር፡ ጭሕሙ* ኸዲኑ ድማ፡ ‘ርኹስ፡ ርኹስ!’ ኢሉ ይጨድር። 46 እቲ ሕማም ክሳዕ ዘለዎ፡ ኵሉ ግዜ ርኹስ ይኹን። ንሱ ርኹስ እዩ እሞ፡ ንበይኑ ይቀመጥ። መንበሪኡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይኹን።+
45 እቲ ሕማም ዘለዎ ድዉይ ድማ፡ ክዳውንቱ ይቕደድ፡ ርእሱ ኸኣ የወንጭር፡ ጭሕሙ* ኸዲኑ ድማ፡ ‘ርኹስ፡ ርኹስ!’ ኢሉ ይጨድር። 46 እቲ ሕማም ክሳዕ ዘለዎ፡ ኵሉ ግዜ ርኹስ ይኹን። ንሱ ርኹስ እዩ እሞ፡ ንበይኑ ይቀመጥ። መንበሪኡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይኹን።+