ዘሌዋውያን 22:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ካብ ዘርኢ ኣሮን፡ ድዉይ+ ወይ ፈሳሲ ዚክዓዎ፡+ ክሳዕ ዚነጽህ ካብቲ ቕዱስ ነገር ኣይብላዕ፣+ ብምዉት ሰብ* ንዝረኸሰ ዝተንከየ፡+ ወይ ዘርኡ እተኻዕዎ፡+ ዘሁልቍ 19:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሬሳ* ዝተንከየ ዘበለ፡ ሸውዓተ መዓልቲ ርኹስ ይኸውን።+