ዘጸኣት 25:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንዓይ ከኣ መቕደስ ይግበሩለይ፣ ኣነ ድማ ኣብ መንጎኦም ክነብር* እየ።+ ዘሌዋውያን 26:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ማሕደረይ ኣብ ማእከልኩም ክገብር፡+ ኣነ* እውን ኣይክድርብየኩምን እየ።