ዘሁልቍ 19:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ርኹስ ዝተንከዮ ዘበለ ነገር፡ ርኹስ ይኹን፣ ነቲ ነገር እቲ ዝተንከዮ ሰብ* ከኣ፡ ክሳዕ ምሸት ርኹስ ይኹን።’”+