ዘሌዋውያን 5:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “‘ሓደ ሰብ* ኪምስክር ጻውዒት ሰሚዑ* ኼብቅዕ፡+ ምስክር ክነሱ፡ ወይ ዝረኣየ ወይ ዝፈለጠ ኽነሱ፡ እንተ ዘይሓቢሩ፡ ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ። ዘሌዋውያን 5:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ሓደ ሰብ* ካብ ኵሉ እቲ የሆዋ ኸይግበር ዝኣዘዞ ሓደ ብምግባር እንተ ሓጢኡ፡ ብዘይፍላጥ እኳ እንተ ዀነ፡ በዳሊ እዩ እሞ፡ ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ።+
17 “ሓደ ሰብ* ካብ ኵሉ እቲ የሆዋ ኸይግበር ዝኣዘዞ ሓደ ብምግባር እንተ ሓጢኡ፡ ብዘይፍላጥ እኳ እንተ ዀነ፡ በዳሊ እዩ እሞ፡ ብስሕተቱ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ።+