-
ዘሌዋውያን 5:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 “‘ብሓደ ኻብዚ ነገራት እዚ እንተ በዲሉ፡ ብምንታይ ከም ዝሓጥአ ይናዘዝ።+
-
-
እያሱ 7:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 ሽዑ፡ እያሱ ንዓካን፡ “ወደየ፡ በጃኻ፡ ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኣኽብሮ፡ ተናዘዘሉ እውን። እንታይ ከም ዝገበርካ ድማ በጃኻ ንገረኒ፡ ኣይትሕብኣለይ” በሎ።
-