-
ዘሌዋውያን 6:4, 5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ብምሕጣኡ በዳሊ እንተ ዀይኑ፡ ነቲ ዝሰረቖ፡ ወይ ነቲ ዝመንዝዖ፡ ወይ ነቲ ዓሚጹ ዝወሰዶ፡ ወይ ነቲ ሕድሪ እተዋህቦ፡ ወይ ነቲ ጠፊኡ ዝረኸቦ፡ 5 ወይ ነቲ ብዝዀነ ነገር ብሓሶት ዝመሓለሉ ይምለሶ፣ ምሉእ ብምሉእ ይኽሓስ፣+ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ሓምሻይ ኣፍ ይወስኸሉ። በታ በደሉ እተረጋገጸላ መዓልቲ፡ ንዋናኡ ይሃቦ።
-