ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 5:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ መቕደስ ዝገበሮ ሓጢኣት ከኣ ይኽሓስ፡ ሓምሻይ ኣፍ ድማ ይወስኸሉ።+ እቲ ኻህን በቲ ድዑል መስዋእቲ በደል ገይሩ ምእንቲ ኼተዓርቖ ኸኣ፡+ ነቲ ኻህን ይሃቦ፣ ይቕረ ኺብሃለሉ ድማ እዩ።+

  • ዘሌዋውያን 6:6, 7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ንመስዋእቲ በደል ድማ ካብ መጓሰ፡ ከምቲ እተገምገመሉ ጥዑይ ድዑል፡ ንየሆዋ ዚቐርብ መስዋእቲ በደሉ ኪኸውን፡ ናብ ካህን የምጽእ።+ 7 እቲ ኻህን ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የተዓርቆ፣ እቲ በዳሊ ዝገበሮ ዝዀነ ይኹን ነገር ድማ ይቕረ ኺብሃለሉ እዩ።”+

  • ዘሌዋውያን 7:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 እቲ ሕጊ መስዋእቲ በደል፡ ከም ሕጊ መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ፣ ናይቲ ብእኡ ዜተዓርቕ ካህን እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ