ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 6:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 “‘ሕጊ መስዋእቲ እኽሊ ድማ እዚ እዩ፦+ ደቂ ኣሮን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣብ ቅድሚ እቲ መሰውኢ የቕርብዎ።

  • ዘሌዋውያን 6:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ምስ ብኹዕ ከኣ ኣይሰንከት።+ ካብቲ ብሓዊ ዚግበር መስዋእተይ ዝሃብክዎም ግዲኦም እዩ።+ ከም መስዋእቲ ሓጢኣትን ከም መስዋእቲ በደልን ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።+

  • ዘሌዋውያን 7:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 “‘ሕጊ መስዋእቲ በደል ድማ እዚ እዩ፦+ ንሱ ቕዱስ ቅዱሳን እዩ።

  • ዘሌዋውያን 7:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ካህን ዝዀነ ዅሉ ተባዕታይ ይብልዓዮ፣+ ኣብ ቅዱስ ቦታ ድማ ይበላዕ። ንሱ ቕዱስ ቅዱሳን እዩ።+

  • ዘሌዋውያን 10:12, 13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ሙሴ ድማ ንኣሮንን ነቶም ዝተረፉ ደቁ ኣልኣዛርን ኢታማርን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ነቲ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ዝተረፈ መስዋእቲ እኽሊ ውሰድዎ፣ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ እሞ፡+ ቅጫ ጌርኩም ኣብ ጥቓ እቲ መሰውኢ ብልዕዎ።+ 13 ካብቲ ንየሆዋ ብሓዊ እተገብረ መስዋእቲ፡ እዚ እጃምካን እጃም ደቅኻን ስለ ዝዀነ፡ ኣብ ቅዱስ ቦታ ብልዕዎ፣+ ከመይሲ፡ ከምኡ እየ ተኣዚዘ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ