-
ዘዳግም 18:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 “ካብቲ ህዝቢ ንኻህናት ዚግባእ እዚ ይኹን፦ ብዕራይ ኰነ በጊዕ ዚስውእ፡ ኢድን ምንጋጋን ከስዐን ንኻህን ይሃብ።
-
-
1 ቈረንቶስ 9:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 እቶም ቅዱስ ዕዮ ዚዓይዩ ኻብቲ ናይ ቤተ መቕደስ ከም ዚምገቡ፡ እቶም ኣብ መሰውኢ ብስሩዕ ዜገልግሉ እውን ካብቲ መሰውኢ ኸም ዚካፈሉዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+
-