ኤርምያስ 17:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኣነ የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ከከም መገድታቱ፡ከከም ፍረ ግብርታቱ ምእንቲ ኽህቦስ፡+ንልቢ እፍትሾ፡+ንውሽጣዊ ሓሳባት* ከኣ እምርምሮ ኣለኹ። እብራውያን 13:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣምላኽ ንኣመንዝራታትን* ንዘመውትን ኪፈርዶም እዩ እሞ፡+ መውስቦ ኣብ ኵሉ ኽቡር፡ እቲ ዓራት መውስቦ ኸኣ ዘይረኸሰ ይኹን።+