-
ዘሁልቍ 5:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 እቲ ሰብኣይ ንሰበይቱ ናብ ካህን የምጽኣያ። ምስኣ ድማ መስዋእታ ዚኸውን ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ሓርጭ ስገም የምጽእ። ናይ ቅንኢ መስዋእቲ እኽሊ፡ ማለት በደል ዜዘክር መስዋእቲ እኽሊ ስለ ዝዀነ፡ ዘይቲ ኣየፍስሰሉ፡ ጻዕዳ ዕጣን እውን ኣይግበረሉ።
-
-
ዘሁልቍ 5:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 እቲ ኻህን ከኣ ነቲ ናይ ቅንኢ መስዋእቲ እኽሊ+ ኻብ ኢድ እታ ሰበይቲ ይውሰዶ፡ ነቲ መስዋእቲ እኽሊ ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይወዝውዞ፡ ናብቲ መሰውኢ እውን የቕርቦ።
-