ሮሜ 7:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንኣብነት፡ ምርዕውቲ ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ብህይወት ክሳዕ ዘሎ፡ ብሕጊ ምስኡ እስርቲ እያ፣ ሰብኣያ እንተ ሞይቱ ግና፡ ካብቲ ሕጊ ሰብኣያ ፍትሕቲ እያ።+