ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 18:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 “‘ከይትረክስሲ፡ ምስ ሰበይቲ ብጻይካ ጾታዊ ርክብ ኣይትግበር።+

  • 1 ቈረንቶስ 6:9, 10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ወይስ ዓመጽቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ኣይትታለሉ። ኣመንዝራታት* ኰኑ፡+ ኣምለኽቲ ጣኦት ኰኑ፡+ ዘመውቲ ዀኑ፡+ ኣባታቶም ግብረ ሶዶም ኪግበር ዚፈቕዱ ዀኑ፡+ ግብረ ሶዶም ዚገብሩ* ዀኑ፡+ 10 ሰረቕቲ ዀኑ፡ ስሱዓት ኰኑ፡+ ሰኽራማት ኰኑ፡+ ተጻረፍቲ ዀኑ፡ ወይ ዘረፍቲ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ