-
ዘሁልቍ 5:14, 15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 እቲ ሰብኣይ፡ ሰበይቱ ምስ ረኸሰት እንተ ቐኒኡን ብዛዕባ ተኣማንነት ሰበይቱ እንተ ተጠራጢሩን፡ ወይ ሰበይቱ ኸይረኸሰት እንተ ቐኒኡን ብዛዕባ ተኣማንነት ሰበይቱ እንተ ተጠራጢሩን፡ 15 እቲ ሰብኣይ ንሰበይቱ ናብ ካህን የምጽኣያ። ምስኣ ድማ መስዋእታ ዚኸውን ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ሓርጭ ስገም የምጽእ። ናይ ቅንኢ መስዋእቲ እኽሊ፡ ማለት በደል ዜዘክር መስዋእቲ እኽሊ ስለ ዝዀነ፡ ዘይቲ ኣየፍስሰሉ፡ ጻዕዳ ዕጣን እውን ኣይግበረሉ።
-