ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 8:63
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 63 ሰሎሞን ከኣ ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረት ኣቕረበ፦+ 22,000 ከብትን 120,000 በጊዕን ድማ ኣቕረበ። በዚ ኸምዚ፡ ንጉስን ኵሎም እስራኤላውያንን ንቤት የሆዋ መረቕዋ።+

  • 2 ዜና መዋእል 7:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ንጉስ ሰሎሞን ከኣ 22,000 ከብትን 120,000 በጊዕን መስዋእቲ ገይሩ ኣቕረበ። በዚ ኸምዚ፡ ንጉስን ኵሎም እቶም ህዝብን ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ መረቕዋ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ