ዘጸኣት 6:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኣሮን ድማ ንኤሊሼባ ጓል ኣሚናዳብ ሓብቲ ነኣሶን፡+ ሰበይቱ ኽትኰኖ ወሰዳ። ንሳ ኸኣ ንናዳብን ንኣቢሁን ንኣልኣዛርን ንኢታማርን ወለደትሉ።+ ሉቃስ 3:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሱስ+ ዕዮኡ ኺጅምር ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ነበረ፣+ ወዲ ዮሴፍ+ ድማ ይመስሎም ነበረ፡ወዲ ሄሊ፡ ሉቃስ 3:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ወዲ ኣሚናዳብ፡ወዲ ኣርኒ፡ወዲ ሔጽሮን፡ወዲ ፋሬስ፡+ወዲ ይሁዳ፡+ ሕታማት ትግርኛ (1982-2025) ውጻእ እቶ ትግርኛ ስደድ ኣማራጺታት Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania ውዕል ኣጠቓቕማ ፖሊሲ ምስጢራውነት ግላዊ መሳርዕ JW.ORG እቶ ስደድ ብኢመይል ስደድ
23 የሱስ+ ዕዮኡ ኺጅምር ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ነበረ፣+ ወዲ ዮሴፍ+ ድማ ይመስሎም ነበረ፡ወዲ ሄሊ፡ ሉቃስ 3:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ወዲ ኣሚናዳብ፡ወዲ ኣርኒ፡ወዲ ሔጽሮን፡ወዲ ፋሬስ፡+ወዲ ይሁዳ፡+