-
ዘሌዋውያን 4:22, 23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 “‘ሓደ ሹም፡+ ካብ ኵሉ እቲ የሆዋ ኣምላኹ ኸይግበር ዝኣዘዞ ሓደ ብምግባሩ ብዘይፍላጥ እንተ ሓጢኡ እሞ፡ በዳሊ እንተ ዀይኑ፡ 23 ወይ ትእዛዝ ብምጥሓሱ ኸም ዝሓጥአ እንተ ተፈሊጥዎ፡ ንመስዋእቱ ሓደ ጥዑይ ወጠጦ የምጽእ።
-