ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 33:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሙሴ ናብቲ ድንኳን ምስ ኣተወ፡ ኣምላኽ ንሙሴ ኺዛረቦ ኸሎ፡ እቲ ዓንዲ ደበና+ ወሪዱ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ይቐውም ነበረ።+

  • ዘሁልቍ 11:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ወሪደ+ ድማ ኣብኡ ምሳኻ ኽዛረብ እየ፣+ ካብቲ ኣብ ልዕሌኻ ዘሎ መንፈስ ከኣ ክወስድን+ ኣብ ልዕሊኦም ከንብርን እየ፣ በይንኻ ምእንቲ ኸይትጾሮ፡ ጾር እቲ ህዝቢ ኣብ ምጻር ኪሕግዙኻ እዮም።+

  • ዘሁልቍ 12:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 ብግልጺ ኣፍ ንኣፍ እዛረቦ+ እምበር፡ ብሕንቅሕንቅሊተያት ኣይኰነን፣ ትርኢት የሆዋ ድማ ይርኢ እዩ። ስለምንታይ ደኣ ንጊልያይ ሙሴ ምንቃፍ ዘይፈራህኩም፧”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ