-
ዘጸኣት 25:18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 ካብ ወርቂ ድማ ክልተ ኪሩቤል ግበር፣ ኣብ ክልቲኡ ወሰን እቲ መኽደኒ ብሞደሻ ቐጥቂጥካ ግበሮም።+
-
-
መዝሙር 80:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
80 ኦ ጓሳ እስራኤል፡
ኣታ ንዮሴፍ ከም መጓሰ እትመርሖ፡ ጽን በል።+
-