-
ዘጸኣት 25:37መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
37 ሸውዓተ ቐንዴል ግበረሉ፣ እቲ ቐነዲል ምስ በርሀ ኸኣ ነቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ኼብርህ እዩ።+
-
-
ዘሌዋውያን 24:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 “እቲ ቐነዲል ወትሩ ምእንቲ ኺበርህ፡ ንመብራህቲ ዚኸውን ጽሩይ እተጐድአ ዘይቲ ኣውልዕ ኬምጽኡልካ፡ ንእስራኤላውያን ኣዝዞም።+
-