ዘሌዋውያን 4:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “‘እቲ ቕቡእ ካህን+ እንተ ሓጢኡ+ እሞ፡ ነቲ ህዝቢ በዳሊ እንተ ገይርዎ፡ ስለቲ ዝገበሮ ሓጢኣት ንመስዋእቲ ሓጢኣት ጥዑይ ዝራብዕ ንየሆዋ የቕርበሉ።+