ዘሁልቍ 8:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “ሌዋውያን ድማ ኣእዳዎም ኣብ ልዕሊ ኣራእስ እቶም ዝራብዓት የንብሩ፣+ ንሌዋውያን ምእንቲ ኸተተዓርቖም+ ከኣ፡ ሓደ ንመስዋእቲ ሓጢኣት፡ እቲ ኻልኣይ ድማ ንዚሓርር መስዋእቲ ጌርካ፡ ንየሆዋ ሰውኣዮም።
12 “ሌዋውያን ድማ ኣእዳዎም ኣብ ልዕሊ ኣራእስ እቶም ዝራብዓት የንብሩ፣+ ንሌዋውያን ምእንቲ ኸተተዓርቖም+ ከኣ፡ ሓደ ንመስዋእቲ ሓጢኣት፡ እቲ ኻልኣይ ድማ ንዚሓርር መስዋእቲ ጌርካ፡ ንየሆዋ ሰውኣዮም።