ዘሁልቍ 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ ካልአይቲ ዓመት፡ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ እታ ኻልአይቲ ወርሒ፡+ የሆዋ ንሙሴ ኣብ በረኻ ሲና፡+ ኣብ ድንኳን ምርኻብ+ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦
1 ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ ካልአይቲ ዓመት፡ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ እታ ኻልአይቲ ወርሒ፡+ የሆዋ ንሙሴ ኣብ በረኻ ሲና፡+ ኣብ ድንኳን ምርኻብ+ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦