ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 40:36
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 36 ኣብ ኵሉ እቲ እስራኤላውያን ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዚጕዓዙሉ ዝነበሩ እዋን፡ እቲ ደበና ኻብቲ ማሕደር ምስ ተላዕለ፡ ይነቕሉ ነበሩ።+

  • ዘሁልቍ 2:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 “ኵሎም እቶም ኣብ ሰራዊት ሰፈር ይሁዳ እተመዝገቡ፡ 186,400 እዮም። እዚኣቶም ቀዳማይ ይንቀሉ።+

  • ዘሁልቍ 2:16, 17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 “ኵሎም እቶም ኣብ ሰራዊት ሰፈር ሮቤል እተመዝገቡ፡ 151,450 እዮም። እዚኣቶም ካልኣይ ይንቀሉ።+

      17 “እቲ ድንኳን ምርኻብ ኪግዕዝ ከሎ፡+ ሰፈር ሌዋውያን ኣብ ማእከል ካልኦት ሰፈራት ይኹን።

      “ከምቲ ኣሰፋፍራኦም፡ ነፍሲ ወከፍ ኣብ በቦታኡ ዀይኑ በብጕጅለ ሰለስተ ነገድ ይጐዓዙ።+

  • ዘሁልቍ 2:24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 “ኵሎም እቶም ኣብ ሰራዊት ሰፈር ኤፍሬም እተመዝገቡ፡ 108,100 እዮም። እዚኣቶም ሳልሳይ ይንቀሉ።+

  • ዘሁልቍ 2:31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 31 “ኵሎም እቶም ኣብ ሰፈር ዳን እተመዝገቡ፡ 157,600 እዮም። እዚኣቶም ብጕጅለ ሰለስተ ነገድ መወዳእታ ይንቀሉ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ