ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 3:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ሙሴ ድማ መጓሰ ሓሙኡ የትሮ እቲ ኻህን ሚድያን ይጓሲ ነበረ።+ ነተን መጓሰ ናብቲ ናብ ምዕራብ ሸነኽ እቲ በረኻ ኺመርሐን ከሎ፡ ናብ ከረን እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ናብ ሆሬብ መጸ።+

  • ዘጸኣት 19:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ሽዑ፡ ሙሴ ናብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ደየበ፣ የሆዋ ኸኣ ካብቲ ኸረን+ ጸውዖ እሞ ኸምዚ በሎ፦ “ንቤት ያእቆብ ከምዚ በሎም፡ ንእስራኤላውያን ከኣ ንገሮም፦

  • ዘጸኣት 24:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ክብሪ የሆዋ+ ድማ ኣብ ከረን ሲና ጸንሐ፣+ እቲ ደበና ኸኣ ሽዱሽተ መዓልቲ ኣጐልበቦ። ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ድማ ንሙሴ ኻብ ማእከል እቲ ደበና ጸውዖ።

  • ዘዳግም 5:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 የሆዋ ኣምላኽና ኣብ ሆሬብ ምሳና ኺዳን ኣተወ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ