ዘዳግም 1:32, 33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 እዚ ዅሉ ተባሂሉ ኽነሱ፡ ብየሆዋ ኣምላኽኩም ኣይኣመንኩምን።+ 33 ንሱ ግና እትሰፍሩሉ ቦታ ኺስልየልኩም ቀቅድሜኹም ይኸይድ ነበረ። እትኸዱላ መገዲ ኼርእየኩም ድማ ለይቲ ብሓዊ፡ መዓልቲ ኸኣ ብደበና ተራእየ።+ እያሱ 3:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነቲ ህዝቢ ኸኣ ከምዚ ኢሎም ኣዘዝዎ፦ “ታቦት ኪዳን የሆዋ ኣምላኽኩም ብሌዋውያን ካህናት ተጾይሩ ምስ ረኣኹም፡+ ካብ ቦታኹም ነቒልኩም ስዓብዎ። 4 ግናኸ፡ በታ መገዲ እቲኣ ኣቐዲምኩም ተጓዒዝኩም ስለ ዘይትፈልጡ፡ በየነይቲ መገዲ ኸም እትኸዱ ምእንቲ ኽትፈልጡ፡ ካብኡ 2,000 እመት* ዚኸውን ርሓቑ እምበር፡ ኣይትቕረብዎ።”
32 እዚ ዅሉ ተባሂሉ ኽነሱ፡ ብየሆዋ ኣምላኽኩም ኣይኣመንኩምን።+ 33 ንሱ ግና እትሰፍሩሉ ቦታ ኺስልየልኩም ቀቅድሜኹም ይኸይድ ነበረ። እትኸዱላ መገዲ ኼርእየኩም ድማ ለይቲ ብሓዊ፡ መዓልቲ ኸኣ ብደበና ተራእየ።+
3 ነቲ ህዝቢ ኸኣ ከምዚ ኢሎም ኣዘዝዎ፦ “ታቦት ኪዳን የሆዋ ኣምላኽኩም ብሌዋውያን ካህናት ተጾይሩ ምስ ረኣኹም፡+ ካብ ቦታኹም ነቒልኩም ስዓብዎ። 4 ግናኸ፡ በታ መገዲ እቲኣ ኣቐዲምኩም ተጓዒዝኩም ስለ ዘይትፈልጡ፡ በየነይቲ መገዲ ኸም እትኸዱ ምእንቲ ኽትፈልጡ፡ ካብኡ 2,000 እመት* ዚኸውን ርሓቑ እምበር፡ ኣይትቕረብዎ።”