ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 13:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 የሆዋ ኸኣ መዓልትን ለይትን ምእንቲ ኺጕዓዙ፡+ ብመዓልቲ መገዲ ኺመርሖም ብዓንዲ ደበና፡ ብለይቲ ድማ ኬብርሃሎም ብዓንዲ ሓዊ ቐቅድሚኦም ይኸይድ ነበረ።+

  • ነህምያ 9:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 መዓልቲ ብዓንዲ ደበና፡ ኪኸዱላ ዚግባእ መገዲ ምእንቲ ኼብርሃሎም ከኣ፡ ለይቲ ብዓንዲ ሓዊ መራሕካዮም።+

  • መዝሙር 78:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 መዓልቲ ብደበና፡

      ምሉእ ለይቲ እውን ብብርሃን ሓዊ መርሖም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ