ዘሁልቍ 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፈር ሮቤል+ በብሰራዊቱ ብሸነኽ ደቡብ ይኹን። ሹም ደቂ ሮቤል ከኣ ኤሊጹር+ ወዲ ሸደውር እዩ።