ዘሁልቍ 16:46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ድሕሪኡ፡ ሙሴ ንኣሮን፡ “ካብ የሆዋ ቝጥዓ ወጺኡ ኣሎ እሞ፡ መትሓዝ ሓዊ ወሲድካ ካብቲ መሰውኢ ሓዊ ግበረሉ፡+ ዕጣን እውን ግበረሉ፡ ቀልጢፍካ ናብቲ ኣኼባ ኼድካ ድማ ኣተዓርቆም።+ መዓት ጀሚሩ ኣሎ!” በሎ።
46 ድሕሪኡ፡ ሙሴ ንኣሮን፡ “ካብ የሆዋ ቝጥዓ ወጺኡ ኣሎ እሞ፡ መትሓዝ ሓዊ ወሲድካ ካብቲ መሰውኢ ሓዊ ግበረሉ፡+ ዕጣን እውን ግበረሉ፡ ቀልጢፍካ ናብቲ ኣኼባ ኼድካ ድማ ኣተዓርቆም።+ መዓት ጀሚሩ ኣሎ!” በሎ።