-
ዘሌዋውያን 24:2, 3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 “እቲ ቐነዲል ወትሩ ምእንቲ ኺበርህ፡ ንመብራህቲ ዚኸውን ጽሩይ እተጐድአ ዘይቲ ኣውልዕ ኬምጽኡልካ፡ ንእስራኤላውያን ኣዝዞም።+ 3 ኣሮን ኣብቲ ድንኳን ምርኻብ፡ ብወጻኢ እቲ መጋረጃ ምስክር፡ እቲ ቐነዲል ካብ ምሸት ክሳዕ ንግሆ ወትሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኺውላዕ የዳልዎ። እዚ ንውሉድ ወለዶ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹን።
-