ዘሁልቍ 19:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “‘ንጹህ ዝዀነ ሰብ፡ ሓምዅሽቲ እታ ላም ኣኪቡ፡+ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ኣብ ጽሩይ ቦታ የንብሮ፣ እዚ ኸኣ ንምድላው ዜንጽህ ማይ ኪኸውን ብኣኼባ እስራኤላውያን ይተሓሎ።+ ንሱ መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ።
9 “‘ንጹህ ዝዀነ ሰብ፡ ሓምዅሽቲ እታ ላም ኣኪቡ፡+ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ኣብ ጽሩይ ቦታ የንብሮ፣ እዚ ኸኣ ንምድላው ዜንጽህ ማይ ኪኸውን ብኣኼባ እስራኤላውያን ይተሓሎ።+ ንሱ መስዋእቲ ሓጢኣት እዩ።