-
እያሱ 24:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ሽዑ፡ ባላቅ ወዲ ጺጶር፡ ንጉስ ሞኣብ፡ ተንሲኡ ምስ እስራኤል ተዋግአ። ምእንቲ ኺረግመኩም ኢሉ ድማ፡ ንበላዓም ወዲ ቤዖር ጸውዖ።+
-
-
መሳፍንቲ 11:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ሕጂ ኸኣ፡ ካብ ባላቅ+ ወዲ ጺጶር፡ ንጉስ ሞኣብዶ ንስኻ ትበልጽ ኢኻ፧ ንሱዶ ምስ እስራኤል ተባኢሱ ወይ ምሳታቶም ተዋጊኡ እዩ፧
-