-
ዘሁልቍ 31:7, 8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ንሳቶም ድማ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ምስ ሚድያን ተዋግኡ፡ ተባዕታይ ዘበለ ዅሉ ድማ ቀተሉ። 8 ንነገስታት ሚድያን፡ ማለት ነቶም ኤዊን ሬቀምን ጹርን ሑርን ሬባዕን ዚብሃሉ ሓሙሽተ ነገስታት ሚድያን ከኣ፡ ምስቶም ካልኦት ቅቱላት ቀተልዎም። ንበላዓም ወዲ ቤዖር እውን ብሰይፊ ቐተልዎ።+
-
-
እያሱ 13:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ሙሴ ኸኣ ንነገድ ሮቤላውያን በብዓሌቶም ርስቲ ሃቦም፣
-