ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 23:3, 4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 “ዓሞናዊ ወይ ሞኣባዊ ናብ ጉባኤ የሆዋ ኣይእቶ።+ ካብ ዘርኦም ክሳዕ ዓስራይ ወለዶ እኳ፡ ንሓዋሩ ናብ ጉባኤ የሆዋ ኣይእቶ። 4 እዚ ድማ ካብ ግብጺ ወጺእኩም ኣብ መገዲ ኸለኹም፡ እንጌራን ማይን ሒዞም መጺኦም ስለ ዘይረድኡኹም፡+ ንበላዓም ወዲ ቤዖር ከኣ ኪረግመካ ኢሎም ካብ ጴጦር ናይ መሶጶታምያ ስለ ዝቘጸርዎ እዩ።+

  • እያሱ 13:22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 በላዓም+ ወዲ ቤዖር እቲ ጠንቋሊ ድማ፡+ ሓደ ኻብቶም እስራኤላውያን ምስቶም ቅቱላት ዝቐተልዎ ነበረ።

  • 2 ጴጥሮስ 2:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሓዲጎም ስሒቶም እዮም። መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ+ በላዓም+ ወዲ ቤዖር ስዒቦም እዮም፣

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ