ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 23:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 እዚ ምስላ እዚ ድማ መሰለ፦+

      “ባላቅ ንጉስ ሞኣብ ካብ ኣራም ኣምጽኣኒ፡+

      ካብ ኣኽራን ምብራቕ፦

      ‘ንዓ ንያእቆብ ርገመለይ።

      እወ፡ ንዓ ንእስራኤል ኰንኖ።’+

  • እያሱ 24:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሽዑ፡ ባላቅ ወዲ ጺጶር፡ ንጉስ ሞኣብ፡ ተንሲኡ ምስ እስራኤል ተዋግአ። ምእንቲ ኺረግመኩም ኢሉ ድማ፡ ንበላዓም ወዲ ቤዖር ጸውዖ።+

  • ነህምያ 13:1, 2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ህዝቢ እናሰምዐ፡ መጽሓፍ ሙሴ ተነብበ፣+ ኣብኡ ኸኣ ዓሞናዊ ወይ ሞኣባዊ+ ንዘለኣለም ናብ ጉባኤ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከይኣቱ ተጻሒፉ ተረኽበ።+ 2 ከመይሲ፡ ንሳቶም ንእስራኤላውያን እንጌራን ማይን ሒዞም ኣይተቐበልዎምን፣ የግዳስ፡ ኪረግሞም ኢሎም ንበላዓም ቈጸርዎ።+ ኣምላኽና ግና ነቲ መርገም ናብ በረኸት ቀየሮ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ