2 ጴጥሮስ 2:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሓዲጎም ስሒቶም እዮም። መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ+ በላዓም+ ወዲ ቤዖር ስዒቦም እዮም፣ ይሁዳ 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብመገዲ ቃየል+ ስለ ዝኸዱ፡ ምእንቲ ዓስቢ ኢሎም ናብ ስሕተት በላዓም+ ህሩግ ስለ ዝበሉ፡ ብዘረባ ዕልወት+ ቆራሕ+ ከኣ ስለ ዝጠፍኡ፡ ወይለኦም።