-
ዘሁልቍ 23:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 በላዓም ድማ ንባላቅ፡ “ኣብዚ ኣብ ጥቓ ዚሓርር መስዋእትኻ ጽናሕ፡ ኣነ ኸኣ ክኸይድ። ምናልባት የሆዋ ይራኸበኒ ይኸውን። እቲ ዚገልጸለይ ነገር ድማ፡ ክነግረካ እየ” በሎ። ናብ ሓደ መላጥ ኵርባ ኸኣ ደየበ።
-
-
ዘሁልቍ 23:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 በላዓም ድማ ንባላቅ፡ “ኣብዚ ኣብ ጥቓ ዚሓርር መስዋእትኻ ጽናሕ፡ ኣነ ኸኣ ንዕኡ ኽራኸቦ ኣብቲ ክኸይድ እየ” በሎ።
-
-
ዘሁልቍ 23:23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ብዛዕባ ያእቆብን እስራኤልን፡
‘ኣምላኽ ዝገበሮ ርኣዩ!’ ይብሃል።
-