ዘሁልቍ 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እስራኤላውያን ኣብቲ ነናቶም ጕጅለ ሰለስተ ነገድ እተመደቦ ይስፈሩ፣+ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ጥቓ ሰንደቕ ዕላማ* ማይ ቤቱ ይስፈር። ኣብ መንጽር ድንኳን ምርኻብ፡ ብዙርያኡ ይስፈሩ። ዘሁልቍ 23:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ካብ ርእሲ ኣኻውሕ እርእዮም ኣለኹ፡ካብ ኵርባታት ከኣ እጥምቶም ኣለኹ። ህዝቢ ዀይኖም በይኖም ይቕመጡ፣+ንርእሶም ከኣ ምስ ኣህዛብ ኣይቈጽርዋን።+
2 “እስራኤላውያን ኣብቲ ነናቶም ጕጅለ ሰለስተ ነገድ እተመደቦ ይስፈሩ፣+ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ጥቓ ሰንደቕ ዕላማ* ማይ ቤቱ ይስፈር። ኣብ መንጽር ድንኳን ምርኻብ፡ ብዙርያኡ ይስፈሩ።