ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 23:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 “ቀቅድሜኻ ብዛዕባይ ፍርሂ ኽሰድድ፡+ ነቶም ዜጓንፉኻ ህዝቢ ኸኣ ከሸብሮም እየ፣ ኵሎም ጸላእትኻ ድማ ተሳዒሮም ካባኻ ኸም ዚሃድሙ ኽገብር እየ።*+

  • ዘዳግም 9:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ብጽድቅኻ ወይ ብቕንዕና ልብኻ ኣይኰንካን ንምድሮም ክትርስተያ እትኣትዋ ዘለኻ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦምን+ እቲ የሆዋ ንኣቦታትካ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ ያእቆብን+ ዝመሓለሎም ቃል ምእንቲ ኺፍጽምን እዩ የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ